ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ቺፍ ኤንድ ሴክሬታሪ ናይ ስልኪ ቆፎ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ከምኡ ድማ ካብ ኣዲስ ኣበባ ብርሃንንና ሰላም ናብ መቐለ ናይ ሕትመት ውፅኢት ብካርቶናት ከጋዓዕዝ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ፅሩይ ዝስተ ማይ ንምጉዕዓዝ ዘኽእል ቦጥ ምጉዕዓዝ ፣በሪ ቼክዳም ፣ናይ ፈልሲ ማተሪያል ከም ዓረቢያ ማፍያ ብሬክ ዝአመሰሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከጓዓዕዝን ክገዝእን ስዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ከተማና ዘሎ ሳዕርን ተክልን ማይ ንምስታይ ካብ 10000.00 ሽሕ ሊትሮ ዘይንእስ ማይ ክሕዝ ዝክእል ቦቴ መኪና ከቅርብ ዝክእል ዘስቲ ሰራሕተኛ ከም ትቦ ጎማን ካልኦትን ነዚ ዘድሊ ብናይ ባዕሉ ከቅርብ ዝክእል ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንናይ ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ካብ መቐለ ሲሚንቶ ፋብሪካ መሰቦ መፅዓንን፣ መራገፊን፣ መጓጓዓዝን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጋዓዕዝ ይደሊ።

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮና ኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ክራይ መኪና ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ አብቲ ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ሳዕሪን ተኽሊን ማይ በቦጥ ንምስታይ ክሳብ ሰነ 30/2011ዓ/ም ውዕሊ ኣሲሩ ከስትይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ናውቲ ቢሮ ማለት ፈርኒቸር፣ ዓመታዊ ሕፅበት መኪና (ላቫጆ) ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ፣ዓመታዊ ኣገልግሎት መጓዕዝያ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ወይ ክካረ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ናይ ቢጂኣይካል ዝስራሕ ኣብ ቤት ትምህርትና ሳይት ክሊር ገይሩ ከረክብ ይደሊ:ስለዚ ዘሎ ዝተኣከበ ሓመድ ድሕሪ ኮሌጅ ትምህርትን መምህራን ኣመራርሓን ዓብይ ዓዲ ዝረከብ ካብ ኮሌጅ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ሓሊፍካ ዝርከብ ሽንጥሮ ብናይ ባዕሉ ሲኖ ትራክ ዘለዎ ኮይኑ ከረክብ ዝኽእል፤

ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንሰራሕተኛታቱ ሰርቪስ ዝህባ ሚኒባስ 2ተ ብፕሮፎርማ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጂን ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ ምጉዕዓዝ ከባብያዊ ማተሪያል እምኒ፣ ሑፃ፣ ጃህያን ሲሚንቶን : ከምኡውን ካዕቲ ማይ ማእኸላይ ናይ ጎዳጉዲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ከጎዓዓዝን ይደሊ።