ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናይ ተምሃሮ ሓጋዚ መፃሕፍቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝተፈላለዩ ንብረት- መድሓኒት ፣ ናይ ተግባር ስልጠና ፣ ናይ ሰነ ልቦና ንብረት ክትዕድግ ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ቦርሳ ተምሃሮ ምስ ኣርማ ትካል (Student Bag) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝ/ዩ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ናይ ተምሃሮን ሱፐርፓይዘርን ቦርሳ (Student & Supervisor Bag) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መፅሓፍቲ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ እዞም ዝስዕቡ ፅሕፈት መሳረሒ/ዶክመንቴሽን/፣ ናይ ስልጠና ኣቁሑት ፣ናይ ህፃናትመግቢ ፣ናይ ዓበይቲ መግቢ ጨረታ ዓይነታት ብጨረታ ክትዕድግ ትደሊ

The Women Association of Tigray (WAT) Wants to purchase the item/ Refreshment Materials.

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ዩኒሴፍ/UNICEF/ ዝተረኸበ ሓገዝ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳሁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድ ።

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ናይ ተምሃሮ መፃሕፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ