... : ናይ መኪና ጎማ : መፀባበቂ ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ንፅሕፈት መሳርሕን : ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ሕጋውያን መቅረብቲ ካብ ዝኾኑ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

... ትሮኒክስ ኣቅሑት ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑት ምድብ ክልተ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት ኣቅሑት ብምድብ ሰለሰተ ብብርኪ ክልል ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ መቐለ ን2017 ዓም በጀት ዓምት ንዝተፈላለይ ከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት :ናይ ፅሕፈት መሰርሒ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን2017 ዓም ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ኤሌክትሮኒክስን ንምዕዳግ ይደሊ

አከሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ 2017 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ሰለዝደለየ ንሕጋዊ ነጋዶ ከጫርት ይደሊ ::

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መኾኒ ንዝተፋላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቤት ፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፥ፅሬት ኣቑሑን፥ ህንፃ መሳርሒን ናይ ተሽከርከርቲ ጎማ መኪና ዝኸዉን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለና

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዓቤቲ ፐርሰናል ኣይተም ን ናይ መግብን ብጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ንኣብያት ዕዩ እቲ ወረዳ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን :ንኣቅሑት ሕትመት : ንኣቅሑት ፅሬት : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ንናዉቲ ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ