... ል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

... ሳት መድሓኒት ናዉቲን ብመደበኛ በጀት ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ታ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑትን ጎማን ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ መድሓኒት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ መድሓኒት ብፐርፎርማ ኣዋዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ ተወዳደርቲ ተማልእዎ ረቃሐታት

ቤ/ፅ ል/እቶትን ምምሕዳር ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ፤ ናይ መድሓኒት ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ማሕበት ከምኒ ኣንጭዋን ካልኦት እንስሳት ዝጠፍእሉ ግልጋሎት ምሃብ በቲ ዝቀረበ መሰረት ካብ ዝምለከቶ ሕጋዊ መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ ንዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ እንስሳ መድሓኒት ቀረብ ናዉቲ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ - ናይ ማሕበራውን ልምዓታውን ኮሚሽን ዓዲግራት ቅርንጫፍ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቅሪ - ትግራይ መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት : ብቑዓት ነጋዶ (potential Suppliers) ምፍላይ ይምልከት

ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ መኪና ስፔር፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ፣ ናይ ሕክምና ናዉንትን መድሓንትን፣ ናይ ኣሕምልቲ ዘርኢን ፀረ-ባልዕን ብግልፂ ጨረታ ፣ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑት፣ ናይ ማይ ኣቁሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት (ንናይ ሕክምና ዘገልግሉ ኣቅሑ መቅረብቲ) ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።