... ቢ ዘገልገላ ጀነሬተራት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ::

... ብ ናይ ተከሳሲ ትካል ተመዝጊበን ዝርከባ በዝሒ 3ተ መካይን ተረኸብኩም ንክትጫረቱ ክ/ከተማ ዓይደር ቤት ፍርዲ አዚዙ አሎ

ኢንተርፕራዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዘይጠቅሙን ሐደሽትን መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ከምእዉን መሳርሒ ኮንስትራክሽን ማለት እዉን ፀፀር ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝረከብ ዝተፈላለይ ዘገልገለን ብፀላእቲ ዝተሰበረን ናይ ቢሮ ኣቅሑት/ ፈርኒቸራት / ኤሌክትሮኒክስን ማለት / ኮምፒተር :ላፕቶፕ :ፎቶ ኮፒ ማሽን : ፍርጅ ከምእዉን ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ቅያር ስፔር ጎማ ባትሪ አሉሙኔም ቆርቆረታት /ረታመ / ካልኦት ወዘተ ንመላአ ነበርትን ንግዲ ማሕበረሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተዉሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለይ ዓይነታት ስፔራት ናይ ሪሳይክል ፔርጁ 30 ኩንታል ፡ ናይ ላምኔክስ ፔርጁ 30 ኩንታል፡ ፒፒ ከረጢት 35000 ፡ ብቁፅሪ ሪሳይክል 1200 ኩንታል፡ ካልሺየም ካርቦኔት3750 ኪግራም፡ ማስተር ባች 740 ኪግራም ፡ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና ጎማን ኮንቪር ቪልት ንዓማዊል በግልፂ ብጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ካብ UIIDPን One ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ንምግዛእ ከምእዉን ኣብ እንዳማርያም ዝርከብ ዝዉገድ መካይን ሞተር ሳይክልን ሽይጡ ኮምሽን ዝክፈል ትካል አወዳዲሩ ክህብ ይደሊ ብምድብ /LOT/ መቂሉ ማለት እዉን

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ማእከል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ዘገልገለ ዓብይ ናይ ማይ ጀነሬተርን ትራክተርን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ንምግዛእ እትደልዩ ኣካላት ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልዙ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም