ዞባ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ገዛ ምሻጥ ይደሊ

ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ጣብያ ኣዲስ ኣለም ዝርከብ ብሽም ኣፈ/ከሳሲት ፦ ወ/ሮ መሰረት ተ/ሃይማኖት ኣፈ/ተኸሰስቲ ፦ 1. ኣይተ ያሬድ ሙሉጌታ 2. ኣይተ ኣብርሃም ሽቛር መንጎ ብዘሎ ክትዕ ኣፈፃፀም ብጨረታ ክሽየጥ ስለዝኾነ ተጫሪቱ ክዕድግ ዝደሊ

ናይ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ጨረታ

የትግራይ ክልል ጠቅላይ ፍርድ ቤት ጨረታ‏‏‏‏‎‏‎‏‎‎‎‏‏‏‎‏ ማስታወቂያ‏‏‏‏‎‏‎‏‎‎‎‏‏‏‎‏

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ምልክታ ጨረታ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ኣብ 2013ዓ/ ኣብታ ከተማ ኣብ ቀበሌ 01 ዝርከብ መንበሪ ገዛ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

አፈፃፅማ ክትዕ ጉዳይ ይምልከት

ኣብ መንጎ ናይ አፈፃፅማ ክትዕ ጉዳይ አመልክቱ

ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ጨረታ አፈ/ኸሳሲት ወ/ሮ ያይኔ አበባ ወ/ገብሪኤል አፈ/ተኸሳሲ ፍስሃ ወ/ልዕልብዘሎ ናይ አፈፃፅማ ክርክር

ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ጨረታ አፈ/ኸሳሲት ወ/ሮ ማዕርነት ኪሮስ አፈ/ተኸሳሲ ኣይተ ሰሎሞን አስፋዉ መንጎ ብዘሎ ናይ አፈፃፅማ ክርክር