ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራዴ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ገስጋሎት ዝውዕል ናይ - መስተንገዶ ኣቅሑ ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራዴ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ገስጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክ ኣቅሑን መስተንገዶን ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜሳ ለወዳዲሩ ከዕድገ ይደሊ።

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ White board ናይ ወፃኢ120 cm x240 cmን ኣብ ውሽጢ ግቢ ኮሌጅና ካፍተርያ ኬፌ ክራይ ዝብላዕን ዝስተን ብፕሮፎርማ ክዕድግን ከጫርትን ስለ ዝደለየ

ኣብ ዋኒኑ ከም ዝተሓበረ ትካልና ርእሰ ደብሪ ተካ ሲንየር ሲትዝንስ ኬር ኤንድ ሳፖርት አሶሴሽን ንግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሻሂ ቡና ኣቑሑት ንዕዲኢት በግሊፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ናይ ኤሌትሮኒክስ ዕድጊትን ናይ ካፍተሪያ ግልጋሎትን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ግለጋሎት ክረክብን ክዕድግ ይደሊ::

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሻሂን ቡናን ንቑሑት ግዝኢት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም ።

ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝውዕል ካፌ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ውዕሊ ክነእስር ስለዝደለና ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣድማስ መቐለ ካምፓስ ንሰራሕተኛታቱን ኣብቲ ግቢ ተኻርዮም ናይ ዝሰርሑ ሰለስተ መንግስታዊ ቤት ዕዮታትን ንምግብን መስተን መስተንግዶ ኣገልግሎት ክህብ ዝኽእል ናይ ሰራሕተኛ ክበብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡

ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝውዕል ካፌ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ውዕሊ ክነእስር ስለዝደለና ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር ኣብ መቐለ ላጪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ናይ ሰራሕተኛታት ካፌቴርያ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቋሕታት ንዘማልኡ ተጫረቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።