ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለን ቤት ምኸሪ ዘፈር ማሕበራት መቐለን ብሓባር ንዘካይደኦ ባዛርን ኤግዜብሽንን “ሰላም ፋሲካ ኤክስፖ 2017 /ሰላም ንውሑስ ምስፍሕፋሕ ንግዲ 2017/ ብዝብል ቴማ ካብ 05 ክሳብ 19 ሚያዝያ 2017 ዓ/ም ብሽም ቻምበራት መቐለ ዓርሱ ክኢሉ በይኑ ኤግዚብሽንን ባዛርን ከካይድ ዝኸእል /Outsource ገይሩ/ ከወዳድር ይደሊ፤

ምምሕዳር ከተማ ዓድዋ ምስ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ብምትሕብባር መበል 129 ዝኽሪ በዓል ዓወት ዓድዋ ብዝደመቐ መንገዲ ንምብዕል ካብ ስፓንሰራት ሃፍቲ ንምትእኽኻብ ስለዝደለየ ኣብዚ ዓውዲ ትነጥፉ ፕሮሞተራትን ኩነት ኣፈፀምትን /Promotres and Event Organizers/ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደልይ

ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለን ቤት ምኸሪ ዘፈር ማሕበራት መቐለን ብሓባር ንዘካይደኦ ባዛርን ኤግዜብሽንን “ሰላም ኤክስፖ 2017 /ሰላም ንውሑስ ምስፍሕፋሕ ንግዲ 2017/ ብዝብል ቴማ ካብ 03 ለካቲት ክሳብ 15 ለካቲት 2017 ዓ/ም ብሽም ቻምበራት መቐለ ዓርሱ ክኢሉ በይኑ ኤግዚብሽንን ባዛርን ከካይድ ዝኸእል /Outsource ገይሩ/ ከጫርት ይደሊ፤

ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለን ቤት ምኸሪ ዘፈር ማሕበራት መቐለን ብሓባር ንዘካይደኦ ባዛርን ኤግዜብሽንን “ሰላም ኤክስፖ 2017 /ሰላም ንውሑስ ምስፍሕፋሕ ንግዲ 2017/ ብዝብል ቴማ ካብ 03 ለካቲት ክሳብ 15 ለካቲት 2017 ዓ/ም ብሽም ቻምበራት መቐለ ዓርሱ ክኢሉ በይኑ ኤግዚብሽንን ባዛርን ከካይድ ዝኸእል /Outsource ገይሩ/ ከጫርት ይደሊ፤

ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ ዓብይ ዓዲ በዓል ኣሽንዳን ኣውርስን 2016 ዓ/ም ብደረጃ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ንምኸባር ሰፊሕ ምድላው እናገበረ ይርከብ::

ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ ዓብይ ዓዲ በዓል ኣሽንዳን ኣውርስን 2016 ዓ/ም ብደረጃ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ንምኽባር ሰፊሕ ምድላው እናገበረ ይርከብ::

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ብብርኪ ክልል ኣብ 2016 ዓ.ም ዝኽበር በዓል ኣሸንዳ/ኣውርስ/ዓይኒዋሪ/ማርያ/ሑሞረይ _ ፅሞረይ ንቲ በዓል ዘድልዩ ወፃኢታት ንምትእልላሽን ኣብዚ ዓውዲ ዝነጥፉ ብኩነት ምድላውን (Event Organizing) ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኣብቲ ዓውዲ ዝነጥፉ ኣካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ደረጅኡ ዝሓለወ ዝተፈላለየ ናይ ምፍላጥ ዕ ፈት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ንቶም ኣብ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መሠቀንታት መስፈ ታት እተማልኡ ኣብዚ ዓውደ ስራሕ ዝተዋፈርኩም

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ናይ ባነር ሕትመት ፕሮፎርማ ከሰርሕ ይደሊ

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ደረጅኡ ዝሓለወ ዝተፈላለየ ናይ ምፍላጥ ፅሕፈት ስራሕቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ