... ታት ክሽይጥ ስለዝደለየ ክትገዝኡ ትደልዩ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

... ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዘገልግሉ ንብረታት ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ

... ዘይህቡን ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቕትን ንብረታት ብፕሮፎርማ _ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

... ሓፂነመፂንን ጎማታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ::

ትካስና ይሓ ሪስ-እስቴት ዘለዉዎ ዝተፈሳስዩ ናውቲ ህንፃ መሳርሕን ማይ ኣቁሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽጥ ስለደለየ& ድልየት ዘለኩም ዓደግቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ትካል መቀለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል ኣብ ውሽጡ ዝርከብ ዝተኣከበ በዝሒ ዘለዎ ዕንፀይቲ ዝተፈለፀ ዕንፀይቲ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ዘገልገሉ ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሑ ካልኦት ናይ ቢሮ አቑሑን አብ ሰነድ ጨረታ ብዝተዘርዘሩ መሰረት ብጨረታ አወዳዲሩ ከወግድ ይደሊ፡፡

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዮ ክልል ትግራይ ዝዉገዱንብረታት ዲስክ ቶፕ ኮፒዩተር & ላፕቶፕ ኮፒዩተር & ደቀቅቲ ናዉቲ & ስፔር ፓርት & አዲስ ጎማ& ብርጅ ስቶን ጎማ & ናይ ፈርንቸር & ናይፔጆ ጎማ& ናይ ጂሊ ጎማ& ብሓራጅ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ

ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዘይህቡ ዝውገዱ ንብረታት ናይ ፅ/መሳርሕ + ናይ ፈርንቸር + ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ጎማን ባትሪን ቀናይ ህንፃ ቆርቆሮ +ኣብ ስቶር ሓደሽቲ ኮይኖም ግልጋሎት ዘይሃብን ግዚኦም ዝሓለፎምን ዝ/ዩ ኣቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ::