... እኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

... ዕላ ላፕ ቶፕ ኮምፒተር በጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

... ትምህርቲ ግልጋሎት ዝትዉዕል መኪና ኣወዳዲሩ ክፅግን ስለዝደለየ ::

... ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

... ዝርከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት :ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ኣብዚ ዓመት ኣብ ሽድሽት ግዜ ከጫርት ካብ ዝሓዞ ንራብዓይ ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ

... ይ ፅሬት ኣቅሑት : ደቀቅቲ መሳርሒታት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::

... ይ /GC ደቀቅቲ ብርኪ ፍቃድ ንግዲ ትካል ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ሕበረት ሽርክና ማሕብረትን ዉልቀ ደቀቅትን ኣናእሸተይ ትካላት ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

... ለዩ ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ፡ ናይ አሌክትሪክ ሞተር ሳይክልን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

በመንግስት ሰራተኞች ማህበራዊ ዋስትና አስተዳደር ሰሜን ሪጅን የዓዲግራት ቅርንጫፍ ጽ/ቤት ለቢሮ አገልግሎት የሚውል ህንፃ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመከራየት ይፈልጋል

ማሕበር ሳባውያን ማ/ዕዳጋ ደቂ ኣንስትዮ ነጋዶ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ናይ ነጋዶ ማሕበር እንትኸዉን ፉሉጥ ዝኾነ ናይ ወርሓዊ ኣታዊን ወፃኢን ካብ 2012 ዓ.ም ክሳብ 30/3/17 ዓ.ም ዝተገበሩ ኣታዊታትን ወፃኢታትን ኦዲት ክንገብር ስለዝደለና ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ኮነነ ዉልቀ-ሰባት ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ተሟልኡ ተጫረቲ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ::

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቲ ዝተዉሰነ ዉልቀ ማሕበር በቲ ሎሚ ዓመት ኣፅዲቅዎ ዘሎ ሐድሽ ናይ ኪራይ ዋጋ ዝተፈላለዩ ዓይነት ማሽነሪ ተሽከርከርትን ተካሪዩ ኣብ ዝተፈላለየ ፕሮጀክትታት አዋፊሩ ከስርሕ ይደሊ

ትካልና ማሕበር ኣክሲዮን ፋርማሲቲካል ኢንዳስትሪስ ኦሊቭ ካብ ሓምለ 01/2015 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30/2016 ዓ/ም ናይ ሓደ በጀት ዓመት ኦዲት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ሽረ ኣክሱም ዓብይ ዓዲን ካልኦት ከተማታትን የሳልጦ ኣብ ዘሎ ናይ ልምዓት ስራሕቲ ክሰራሐ ዝክእላ ሰለስተ ኤክስካቫተር : ሽድሽተ ሎደር : ሓምሳ ሰለስተን ገልባጭ መኪና ማለት እዉን ዳምፕ ትራክ : ሓሙሽተ ናይ ማይ ቦቲ ማለት እዉን ዋተር ትራክ ተካሪዩ ከስርሕ ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ዝተፈላለያ ዓይት ኣርማታ ብረት ማለት አዉን ቴንዲኖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳሰተር ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬት ከተማ ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመት እዚ 4 ግዜ ከጫረት ካብ ዝሓዞ ንካልኣይን ሳልሳይን ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ

Alliance of Civil Society Organizations of Tigray would like to Invite a Qualified Audit Firm to Conduct auditing of ACSOT's Accounts for the Year to End in December 2023 and the Following Three Consecutive Years