... ረኩም ካብ ደረጃ 1 ክሳብ ደረጃ ፈቃድ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

... ምሰ መፅዓኒኡን መረገፊኡን ትራንሰፖርት ሓዊሱ _ ብፕሮፎርማ / shopping method / ኣወዳዲርና ክንዕድግ ሰለ ዝደለና ኣብ እዚ ዘርፊ ዘለኩም ሕጋዊ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ በዚ ምክልታ ፕሮፎርማ ንዕድም።

... ድ ማይ ኮዕቲ ኣብ እግሪ ወንበር ከኩዕት ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

... ስለዝደለየ ደረጃ 8 ልዕሊኡን ብስራሕቲ ህንፃ ኮስትራክሽሽ ማለተ እዉን BC ወይድማ ብስራሕቲ ህንፃ ኮንስትራክሽን መንገድን ማለት GC ፈቃድ ስራሕ ዘለኩም ኮንትራክተራት ወይ ተጫረቲ ኣወዳዲሩ በቲ ዝተዳለወ ዲዛይንን እስፐስፊኬሽንን ሙሉእ ህንፀቱ አብ 2016 ዓም ክፍፅም ይደሊ

... ንገዲ ማለት እዉን ሰረቪሲንግ ሐድሽ ፎርች ምፅጋን ድችን ደጋዊ መንድቅን ከስርሕ ስለዝደለየ ብጠቅላላ ኮንትራክተር GC ወይ ሮድ ኮንትራክተር RC ፈቃድ ንዘለዎም ትካላት ንግዲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

... ር ኮንስትራክሽን ንምስራሕ ብደቀቕትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ብደረጃ ዓሰርተBC-10 ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት / GC-10 ብደቀቕትን ንግዲ ትካላት ብርኪ ፍቓድ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ራብዓይ ደበሪ ዝረከብ ህንፃ ናይ ብርሃን መእተዊ ቆርቆሮን ተመሳሳሊ ሕድሳትን ክገበረሉ ስለዝደለየ ኣብዚ ሞያ ዝተሳተፈኩም ክብ ደረጃ ሐደ ክሳብ ሓሙሽተ ፍቃድ ዘለኩም ትካላትን ነዞም ሲዒቦመ ዝዝርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡን ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብ ፊደራል ብዝረከቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት አግልጋሎት ዝዉዕል ሳፕ መርሲቪል ፓምፕ ቀረብን ተከላን ምስ መገጣጠሚኡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ጣቢያ ሐየሎም ማሕበረሰብ ዕደጋ ኮሚቴ ናይ ስደኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ልምዓት ፕሮጀክት ማለት እዉን DRD IP2 ብዝተረከበ ድጋፍ በጀት ንዝስራሕ ሐደ ብሎክ ናይ ሰማእታት ቀዳማይ ብርኪ ምስሕፋሕ ሓዱሽ ህንፃ ከስርሕ ስለዝደለየ ኩሉ ደረጃ ወይድማ ብርኪ ዘይፈሊ ናይ ኮስትራክሽን ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኮንትራክተራት ንጉልበት ንፎርም ወርክ ንማይ ምቅራብን ንምስታይን ከምእዉን ነቲ ህንፃ ዘድልዩ ኣቅሑት ማለት እዉን ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ ብናይ ህንፃ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ብከባቢያዊ ግልፂ ጨረታ ኣብ 2016 ዓም አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ኮንስትራክሽንን መጎዓዝያን ወረዳ ፅምብላ ኣብ ጣቢታት አሎጊን ደብረማሪያምን ምዕባለን መንገዲ ክንሰርሕ ንደሊ