... ቲ ዘሎዋ መካይን ብዘውፀኦ ሞዴል መሰረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንስልጠና ዝውዕል ናይ ምንፃፍ እምኒ (ኮብል ስቶን ) ናይ ትራንስፖርት መጓዓዓዚ ዋጋን ክሬሽ / ፀፀር / 00 ዓቕን ምስ ትራንስፖርቱን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጫርት ይደሊ።

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓ ም ዝኸፈል አብ ግቢ ቤት ህንፀት ዝርከብ ሕርሻ ትሓርስ ትራክተር ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሐርስ ይደሊ::

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ትራንስ ፖርት/ ሰርቪስ/ዝህብ መኪና ብጨረታአወዳዲሩ ውዕሊ ክአስር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም።

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ባጃጅን መሃንዱራን ግልጋሎት ዝህቡ ኣወዳዲራ ውዕሊ ኣሲራ ን6ተ ወርሒ ከተስርሕ ትደሊ

ምስማዕ ዝተስኣኖም ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሰውሒ ንጉስ ብኣንፈት ምብራቅ ብ ዋና ፅርጊያ ዘሎ 9 ኮንቲኔራት/ መስርሒ ቦታ/ ኣጫሪቱ ከካሪ ስለዝዳለየ

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣብያት ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ 12 ናይ ንግዲ ገዛዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ 12 ናይ ንግዲ ገዛውቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡

ንቤት መዘጋጀ ከተማ መቐለ ን2017 ዓም ዝዉዕል ናይ ከይዲ ሰራሕ ሓምለዋይ ልምዓት ፅባቀን ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ መቐለ አገልገግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ቦቲ ንተክለሊ መስተይን : ንናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ዕድጊትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክካረይን ይደሊ

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ክራይ ጀነሬተርብፕሮፈርማ ኣዋዳዳሩ ክዕድግ ክግዘአ ይደሊ::