... : መሳርሒ ህንፃ : ፈርኒቸር : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ታ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑትን ጎማን ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ መድሓኒት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዝምም/ር ግልጋሎት ዝዕል ናይ ሄሮ ኣቺቨር 150 ሲሲ/ሞተር ሳይክል መስዋወጢ ኣቅሑት ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ናይ ሞተር ሳይክል ኣቑሑት፣ናይ እንስሳ ክሊኒክ ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍዕም ንደሊ።

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናይ ሞተር ሳይክል (RTR & Hero) መለዋወጢ አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እውን -

ኮሚሽን - ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርትን ጎማን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ - ናይ ማሕበራውን ልምዓታውን ኮሚሽን ዓዲግራት ቅርንጫፍ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቅሪ - ትግራይ መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት : ብቑዓት ነጋዶ (potential Suppliers) ምፍላይ ይምልከት

ኤጀንሲ ንግድን ሰደድ ንክልል ትግራይ ናይ ሞተር ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አለማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት :ኤሌከትሮኒክስ :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ፈርኒቸር : ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ