ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ኣብ ዉሽጢ ከተምኡ ዝስርሑ ናይ ፀፀር መንገዲ ስራሕቲ ከስርሕ ስለዝድለየ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታት ከም ሲኖትራክ :ሎደር :ግሪደር : ሩሎ : ሻወር ታርክ ብጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሕትመት : ኪራይ መኪናን:ኣቀሑት ቢሮን ታቢላን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣዲስ መድሓኒት ፋብሪካ ሃላፍነቱ የተወሰነ የግል ማሀበር የሚያመርተዉን መድሃኒት ከኣዲግራት ወደ ኣዲስ አበባ የሽያጭ ቅርንጫፍ መስሪያ ቤታችን ለማድረስ ፍላጉት ስላለዉ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርቶች የሚያሟሉ ተወዳዳሪዎች በግልፅ ጨረታ ለኣንድ ኣመት ዉል በማሰር የኣገልግሎት ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

ሃገር ለከ ፕሮግራም ቐረብ ኤሌከትሪክ ክልል ትግራይ ናይ ኮንክሪት ምስሶ ንምጎዓዝ ናይ መጎዓዝያ ግእዚት ክፍፅም የደሊ

ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ንሰራሕተኛታቱ ኣገልግሎት ኪራይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

ኣግኣዚ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ብ/ክ/መትግራይ ከተማ ዉቕሮ ናይ መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን መቅረብቲ ኣብ ታሕቲ ብዝተዘርዘረ ረቆሒ ይዕድም

ፕሮግራም ሃገር ለኸ ቀረብ ኤለክትሪክ ክልል ትግራይ ናይ ኮንክሪት ዓምዲ ንምጉዕዓዝ ናይ መጉዓዝያ ግዝኢት ብጨረታ አወዳዲሩ ንምጉዕዓዝ ይደሊ

ፕሮግራም ሃገር ለኸ ቀረብ ኤለክትሪክ ክልል ትግራይ ደብል ፒክአፕ ተሽከርከርቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን መለዋወጢ አቁሑት መኪናን መጋዓዕዚ ንብረትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ንኣብያተ ፅሕፈት ሃፍቲ ማዓድንን ኢነርጅን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለዩ ጣብያታት ማለት እዉን ጣብያ ቐደማይ ወያነ : ደብረ ቅብኢ : ማይ ዓለም : ማይ አንበሳ : ፈለግ ማያት : መሰቦን ማህበረ ገነትን ነቲ ዝገጠመ ህፅረት ማይ ንምፍታሕ ካብቲ ዘሎ በጀት በቦቴ ማይ ከመላልስ ስለ ዝደለዩ ፍቃድ ማይ ፈሳሲ ዘለኩም ትካላት ንግዲ ኣብቲ ጨረታ ንክትወዳደሩ ንዕድም