... ም ዝተሰርሐ ተፋሰስ ናብ ሮቦ ሑጋ ዝስርሕ ብደረጃ 8 ደቂቅ ንግዲ ትካል RC ወይድማ GC ብብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ዉልቀ ኮንትራክተራት ወይድማ ኮንስትራክሽን ሽርክና ማሕበራት ደኣንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ኣብ ቀበሌ 02 ንዘሎ ናይ ሰፈር ልምዓት ፕላን ማለት እዉን ኤምዲፒ ካብ ዝተትሓዘሉ ካፒታል በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣማከርቲ ማለት እዉን ኮንሳልታንት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ሓየሎም ካብ መቀባር ደብርቺ መቀብር እስላም ናብ ሊዝ ዕደላ ብዕድጋ ቁፅሪ ዓድዋ /Cw/RGV/02 /17 ናይ ፀፀር መንገዲ ስራሕቲ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተኮናተርቲ ደረጃ 7ንልዕሊኡን ዝኮንኩ ተጫረቲ ክትሳተፉ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ሓየሎም ካብ ዓተር ድልድል ናብ ኣብነአረጋዊ ቤተክርስቲያን መንገዲ ብዕድጋ ቁፅሪ ዓድዋ /Cw/MA1/07 /17 ናይ ፀፀር መንገዲ ስራሕቲ ከስርሕ ይደሊበዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተኮናተርቲ ደረጃ 7ንልዕሊኡን GC/RC ዝኮንኩ ተጫረቲ ክትሳተፉ ይዕድም

ኣብ ወረዳ ፅምብላ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ካብ ፕሮጀክት ልምዓት ምላሽ ስደተኛታት ማለት እዉን DRDIP ዝተረከበ በጀት ኣብ 2017 ዓም ካብ እንዳባጉና ክሳብ ደብረ ማሪያም ቀበሌ ኣብ ዘሎ መንገዲ ናይ ፅገና ስራሕቲ ብጠቅለላ ኮንትራክት ንምስራሕ ስለዝተደለየ ኣብ ስራሕቲ መንገዲ ኮንስትራክሽን ወይድማ ጠቅላላ ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ዘለዎ ተወዳደርቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ኣብነት ዓዲ አዉን ፍርዲ ናብ ኡራኤል ቤተክርስቲያን ናይ ፀፀር መንገዲ ስራሕ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት ደረጃ 7 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ተጫረቲ ይዕድም

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብቲ ሕቲ ቢሮና ንዝርከባ ጥዕና ጣቢያታት ግልጋሎ ዝዉዕል ስላፕ ሞልድ ንምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት መዘጋጀ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ኣብ 2017 ዓም ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ምዕባለ ዳመምህር ወልደ ገብርኤል ናብ ሩባ ብዕደጋ ቁፅሪ ዓድዋ /CW/DRN/03/17 ናይ መንደቅ ተፋሰስ ማለት ማስነሪ ድሪነጅ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብቲ ሕቲ ቢሮና ንዝርከባ ጥዕና ጣቢያታት ግልጋሎ ዝዉዕል ስላፕ ሞልድ ንምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ሰራሕተኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ልማዓት ፕሮጀክት ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዳና ንዝርከቡ ጣብያታት ዘራክብ መንገዲ ማለት እዉን ምስ ማእከል ወረዳና ንምርካብ ብመሰረት ዝተትሓዘ ትልም ካብ ከተማ ሸራሮ ምስ ጣብያ ለምለም ዘራክብ ናይ መንገዲ ስራሕቲ ብመንገዲ ስራሕቲ ተኮናተርቲ ወይድማ ጠቅላላ ናይ መንገዲ ህንፃን ኮንስትርክሽንን ፍቃድ ንዘለዎም ተወዳደርቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ