ምስማዕ ዝተስኣኖም ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሰውሒ ንጉስ ብኣንፈት ምብራቅ ብ ዋና ፅርጊያ ዘሎ 9 ኮንቲኔራት/ መስርሒ ቦታ/ ኣጫሪቱ ከካሪ ስለዝዳለየ

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣብያት ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ 12 ናይ ንግዲ ገዛዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ 12 ናይ ንግዲ ገዛውቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ክ/ከተማ ሰሜን ፍሉይ ሽሙ ስውሒ ንጉስ ዝተብሃለ ህንፃ ዝዓረፎ ፡ ፊቱ መሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡

YMCA(ወወክማ) ከባቢ ማርያም ጉግሳ ኣብ ዘለዎ ሜዳ ከካሪ ስለዝደለየ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣልሚዑ ክካረ ዝደሊ እዙይ ምልክታ ካብ 09/05/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 16/05/2017 ዓ/ም ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከ/ከተማ ኩሓ ዝርከብ ገዛ ጥቃ ሓየሎም ኣደራሽ ዝኮነ ስፍሓቱ ቦትኡ ከባቢ 1323 ሜ2 ዝኾነ መሬትን ገዛውትን ክትካረዩ ይደልዩ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ክ/ከተማ ኩሓ ዝርከብ ገዛ ጥቃ ሓየሎም ኣደራሽ ዝኮነ መዋሰኒኡ ብምራቅ መንገዲ፣ ብሰሜን መንገዲ ፣ በምዕራብ መንገዲ፣ ደቡብ መንገዲ ስፍሓቱ ቦትኡ ከባቢ 1323 ሜ2 ዝኾነ መሬትን ገዛው ክትካረዩ ትደልዩ፣

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣድማስ መቐለ ካምፓስ ንሰራሕተኛታቱን ኣብቲ ግቢ ተኻርዮም ናይ ዝሰርሑ ሰለስተ መንግስታዊ ቤት ዕዮታትን ንምግብን መስተን መስተንግዶ ኣገልግሎት ክህብ ዝኽእል ናይ ሰራሕተኛ ክበብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡

ድርጅትና ከሳቴ ብርሃን መ/ኮሌጅ ኣብ ውሽጢ ግቢ ንዝርከብ ባዶ ቦታን ከምኡ ውን ኣብ ከሳቴ ብርሃን ት/ቤት ዘሎ ባዶ ቦታን ንመጋዘን(ስቶር) : ንካልኦት ድምፂ ዘይፈጥሩ ማለት ውን ንምምሃር ምስትምሃር ኮነ ንመንበሪ ዝርብሽ ድምፂ ዘይፈጥሩ ኣግልግሎታት ዝውዕል ኮይኑ እቲ ቦታ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ሰሪሖም ክጥቀምሉ ዝክእሉ ነጋዶ/ውልቀ ሰብ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ።

ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዩጰያ ሪጅን ሰሜን ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ኪራይ ገዛ ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ