ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ካላውዶ ንምክያድ ብፕሮፎርማ ኣወዳ ከካይድ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ሎሚዘበን ንዝበዓል በዓል ዓወት ኩናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል ነቲ በዓል ብቪድዮን ብፎቶግራፍን ክስንድ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ካሜራ ምስ ኣክሰሰሪኡን ኪኢላን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ግልጋሎት ዝከዉን ናይ ቪድዮን ፎቶን ኦዲትንግ ስራሕቲ ንክሰርሕ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ጥራሕ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መስሕባት ክልልና ዘላልዩ ቅድም ክብል ብቃንቃ ኣምሓርኛ ዝተሰርሐ ናይ 35 ሰቂቃ ዶክመንታሪ ፊልም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ን 4ተ ሰባት ፎቶ ግራፍ ብምስኣልን ንቲ ፎቶ ፍሬም ጌሩ ዘረክብ ሰኣላይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስእል ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ 2012 ዓ/ም ንሓደ ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገናታትን ቀለም ፕሪንተራት ምምላእ፣ ንመካይን ንምፅጋን ምስ ውልቀ ጋራጅ ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ውዕሊ ንምእሳርን ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ ዝተልዓለ ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ን2012 ዓ/ም ግልጋሎት ንምርካብ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጨረታ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሰልጥን ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ 2012 ዓ/ም ንሓደ ዓመት ዝተፈላለዩ ፅገናታትን ግልጋሎትን ንምርካብ ውዕሊ ክኣስር ይድሊ። ሎት 1 ንመካይን ንምፅጋን ምስ ውልቀ ጋራጅ ደረጃ 4ተን ልዕሊኡን ውዕሊ ንምእሳርን ፣ሎት 2 ማይ ብመንግስቲ ዝግዛእ ንተሃነፅቲ ማይ ተምፅእ መኪና ክራይ ጥራሕን፣ ሎት 3 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ ሎት 4 ቀለም ፕሪንተራት ምምላእ፣ ሎት 5 ዝተልዓለ ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ን2012 ዓ/ም ግልጋሎት ንምርካብ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ንዝመፁ ተገልገልቲ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ኣወዳዲሩ ፎቶ ንምልዓል ግልጋሎት ን 1 ዓመት ክረክብ ይደሊ።