... ዉንቲንግ ሲስተም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክፅዕንን ከሰልጥንን ይደሊ

ፔንቴክ ትሬዲንግ ኣክስዮን ማሕበር ናይ ሕሉፍ በጀት ዓመታት ማለት እውን ካብ ሓምለ 01, 2011 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30 2016 ዓ/ም ዝነበሩ ናይ ትካልና ናይ ሒሳብ ምንቅስቃሳት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ሙሉእ ኦዲት Full Audit ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ናይ ደገ ኦዲተራት ንክትሳተፉ ንዕድም።

ማሕበርና ማሕበር ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ፀብቅለይ መቐለ ወርሓዊን ዓመታዊን ዓመታዊን ናይ ሒሳብ ሪፖርት ኣፍልጦ ብዘለዎ ናይ ሒሳብ በዓል ሞያ ክነስርሕ ስለ ዝደለና

መስፍን ዕቓርን ልቓሕን ሓ/ዝ/መ/ሕ/ስ/ማሕበር ካብ ዕለት1/11/2015 ዓ/ም እስካብ ሰነ30/10/2016 ዓመት ናይ ሒሳብ ምንቅስቓሱ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከመርምር/ኦዲት ከግብር/ስለዝደሊ

ማዛጋጃ ከተማ ሃ/ሰላም ካብ ዕለት 01/11/2014 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/10/2016ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ

ፔንቴክ ትሬዲንግ ኣክስዮን ማሕበር ናይ ሕሉፍ በጀት ዓመታት ማለት እውን ካብ ሓምለ 01, 2011 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30 2016 ዓ/ም ዝነበሩ ናይ ትካልና ናይ ሒሳብ ምንቅስቃሳት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ሙሉእ ኦዲት Full Audit ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ናይ ደገ ኦዲተራት ንክትሳተፉ ንዕድም።

ማሕበር ሳባውያን ማ/ዕዳጋ ደቂ ኣንስትዮ ነጋዶ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ናይ ነጋዶ ማሕበር እንትኸዉን ፉሉጥ ዝኾነ ናይ ወርሓዊ ኣታዊን ወፃኢን ካብ 2012 ዓ.ም ክሳብ 30/3/17 ዓ.ም ዝተገበሩ ኣታዊታትን ወፃኢታትን ኦዲት ክንገብር ስለዝደለና ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ኮነ ዉልቀ- ሰባት ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ተሟልኡ ተጫረቲ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ ፡፡

ሰሜን ኣነስተኛ የፋይናንስ ተቋም ኣክስዮን ማህበር ለ2017 ዓ/ም በጀት ዓመት የተቋሙ የስራ እንቅስቃሴ ወይም የሒሳብ ስራ በውጭ ኦዲተሮች በጨረታ አወዳድሮ ኦዲት ማስደረግ ይፈልጋል።

ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቛሕን ዕዳጋ ቐዳም ናይ 2016 በጀት ዓመት ሒሳብ ምንቅስቃስ/ፋይናንስ ስራሕቲ / ብናይ ደገ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ታሕቲ ዘሎ መመዘኒ ረቛሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብ ሓምለ 01/2015 ዓ/ም ክሳብ 30/10/2016 ዓ/ም ናይ ሓደ በጀት ዓመት ሒሳብ ምንቕስቓስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ።