ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንሰራሕተኛታቱ ሰርቪስ ዝህባ ሚኒባስ 2ተ ብፕሮፎርማ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ።

ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ

1 ሊብሬ፣ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ፣ ቲን ናምበር ሕጋዊ ክቢ ማህተም ዘለዎ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/05/2011ዓ/ም ክሳብ 06/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ሰዓት

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-047956 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo