ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ አብቲ ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ሳዕሪን ተኽሊን ማይ በቦጥ ንምስታይ ክሳብ ሰነ 30/2011ዓ/ም ውዕሊ ኣሲሩ ከስትይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

ቤት ምክር ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 07/05/2011ዓ/ም ክሳብ 09/05/201 ዓ/ም

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 09/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 እቲ ጨረታ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416570 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo