... ቀወምቲ ናይ ብረት ናይ ጣዉላ ናይ ብሎኬት ማሽን ሃለቅቲ ናይ ወርክሾፕ መሳርሒታትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብሳምፕል መሰረት ክዕድግ ይደሊ

... ጢ ኣቅሑት ሎት ኣርባዕተ ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ወይድማ ዋይፋይ ክፅግንን ክዕድግን ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዊያን ነጋዲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ

... ናይ ህትመት መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒን : ናይ ኤሌክትሮነክስ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ክገዝእ ስለዝደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይቅነጣል ንሓደሽቲ ዝስፋሕፋሐ መንደራት ዝዉል ኮንኮሪት ፖል ማለት እዉን ዓምዲ መብራህቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ክዕድም ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቕሮ ደ/ከ/ስራሕ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ዘለዎ ናይ ኦክስጅን ስሊደራት ካብ መደበኛ ወይ ወሽጢ ኣታዊ ዝፀደቐ በጀት ዝክፈል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣእሲሩ ኦክስጅን ከምልእ ይደሊ።

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ዓድዋ ን2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንምምህር ምስትምሃር ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒ፡ ኣቅሑት ሆቴል ፡ መሳርሒ ኣቅሑት ሌዘር ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብብርኪ ክልል ምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ዝኸፈል ናይ ኤሌትሪክ መሳርሒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ናይ ትራፊክ መብራህቲ ከስርሕ ይደሊበዚ መሰረት ኣብ ናይ ትራፊክ መብራህቲ ክትሳተፉ እትደልዩ ብኤሌክትሮ መካኒካል ደረጃ 5 ልዕሊኡን ዝኮንኩ ተጫረቲ ይዕድም