መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንስልጠና ዝውዕል ናይ ምንፃፍ እምኒ (ኮብል ስቶን ) ናይ ትራንስፖርት መጓዓዓዚ ዋጋን ክሬሽ / ፀፀር / 00 ዓቕን ምስ ትራንስፖርቱን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጫርት ይደሊ።

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ትራንስ ፖርት/ ሰርቪስ/ዝህብ መኪና ብጨረታአወዳዲሩ ውዕሊ ክአስር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም።

ንቤት መዘጋጀ ከተማ መቐለ ን2017 ዓም ዝዉዕል ናይ ከይዲ ሰራሕ ሓምለዋይ ልምዓት ፅባቀን ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ መቐለ አገልገግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ቦቲ ንተክለሊ መስተይን : ንናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ዕድጊትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክካረይን ይደሊ

ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ሰራተኛታት ሰርቪስ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን ክራይ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲና ውዕሊ ንምእሳር ስለዝደለና ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎትዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

አብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ንከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር፤ናይ ፅሬት ኣቁሑት፤ፃባ፤ናይ ሚንባስ/መኪና/ክራይ ን2017በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብን ስለዝደሊ

ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ን ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ዝውዕል ናይ ማይ ኣቅርቦት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ።

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ፖስተኛን ሞተረኛ ብናይ ደገ(Out Source) ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ።

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ንብረት መጓዓዓዠ፣ መራገፍን ካብ ኮምፒሌክ ህንፃ ናብ ዩቴክ ህንፃ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤