ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያን ዘሪሁን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብረት ምምሕዳር ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኪራይ መኪና ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2011ዓ/ም ክራይ ክጥቀም ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ፅሩይ ዝስተ ማይ ንምጉዕዓዝ ዘኽእል ቦጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ ከተማ ድብድቦ ናብ ከተማ ገረብ ስርናይ ፅሩይ ማይ ብቦጥ ንሕብረተሰብ ከጓዓዕዝ ስዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ፣መሸጢ ኣቅሑት ስራሕቲ ማይ ፣ መሸጢ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ፣ መጎዓዝያ ደረቅ ፅዕነት : ናይ ማእኸላዎት ጎዳጉዲ ማይ ዃዕቲ፣ ብናይ ማይ ማዕድን ኢነርጂን ብስሩዕ በጀት ዝኸፈል ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ግልጋሎት ክረክብን ይደሊ።

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያልኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ንብረት ዝፀዓነ በዓል 20ን 40ን ፊት ኮንተይነር ካብ መቐለ ደረቅ ወደብ ናብ መስፍን ዋና ቤት ፅሕፈት ከምኡውን ባዶ በዓል 20ን 40ን ፊት ኮንተይነር ካብ መስፍን ዋና ቤት ፅሕፈት ናብ መቐለ ደረቅ ወደብ ብተወሳኺ ድማ ካብ መቐለ ደረቅ ወደብ ናብ ውቅሮ፣ ካብ ውቅሮ ደረቅ ወደብ ናብ መቐለ ደረቕ ወደብ ብጨረታ አወዳዲሩ ከጓዓዕዝ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናነስን ወረዳ እንደርታ ናይ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዶዘር ኪራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምምሕዳርን መኪና ኪራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ።

የትግራይ ክልል ግብርና ገጠር ልማት ቢሮ ኢፋድ ፕሮጀክት የህዝብ መጓጓዥያ ትራንስፖርት ኪራይ ኣገልግሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ሊገለገል ይፈልጋል።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ሚኒባስ መኪና ክራይ ካብ ሕጋውያን ነጋደ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንግልገል ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮና ኣገልግሎት ዝውዕል ኣገልግሎት ክራይ መኪና ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ከተማ መቐለ ግልገሎት ዝውዕል ባስ መኪና ክራይ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግልገል ይደሊ።