ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፈርኒቸር :ብረታ ብረትን :ኤሌክትሮኒክስን ን2017 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ርፋይናንስን ወረዳ ሱቡሓ ሳዕሲዕ ንቤት ዕዮ ዘፈር ተጠቃምነት ግልጋሎት ዝውዕል ካብ UNFPA ዝተመደበልና በጀት ናይ ዝተፈላለዩ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕርፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ አገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ካብ ናይ UINDP for Peace Support Program ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ 2016 ዓም ኤሌክትሮኒክስ :ላፕቶፕ :ዲስክቶፕ ኮምፒተር: ፕሪንተራት : ሃይ ባክቸር :ማእከላይ ስፒከር : ዊልቸር ብኣላሙኒየም : ክራንች ብኣለሙኒየም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩም ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ዘግልግል ናይ ፈርንቸር ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እታማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ዘገልግል ስራሕቲ ኣቅሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2016 ዓ/ም በጀት ዘመን ንቤት ትምህርትና ግልጋሎቶ ዝውዕሉ ናይ ቢሮ ኣቑሑት (ፈርኒቸር) ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቴሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ግልጋሎት እንህቦም ኣብያተ ፅሕፈት ካብኔ ሲክታሪያትን ፕሪስ ሰክሪታሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ስራሕቲ ዕንፀይቲ ወይድማ ፈርነቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፍርዲ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተማልኡን ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ንኣብያተ ትምህርቲ አገልግሎት ዝዉሉ መቀመጢ ተምሃሮ ዴስክ ማለት እዉን / combined desk/ : ናይ መምሀራን ጠረጰዛ ማለት እዉን/ teachers table / : ናይ መምህራን ወንበር ማለት እዉን/ teachers chair / :ፀሊም ሰሌዳ / black board / በቲ ቢሮ ዘቀመጦ ብግልፂ ዝርዝር መዓቀኒታት መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤