ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ዕውር ላሸጂን ግሪስን ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ግልጋሎት ስለ ይደሊ::

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ክልል ትግራይ አብ ናይ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይዚ ትካል ዘለዋ ዝተበላሸዋ Office Machine ብፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ውዕሊ አሲሩ ከፀግን ስለ ዝደለየ

ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብዪ ዓዲ ኮድ 4-00890 ትግ ዝኾነት ሞዴል F94HB እስካንያ Marcopolo ኣዉቶብስ ናብ ናይ ዓበይቲ መካይን ጋራጅ ኣእትዩ ሙሉእ ፅገና ከፀግን ይደሊ።

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ቤት ፅሕፈት ቁልፊ ፅገና ስራሕቲ አጫሪቱ ግልጋሎት ክረክብ ስለዝደለየ

ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ን 2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ጋራጅ ፅገና መካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ግልጋሎት ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ግልጋሎት ጋራጅ ፅገና መካይን ካብ ሕጋውያን መቕረብቲ ብዘርፍ ዝተመዝገቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ናይ ውዕሊ ብምእሳር : ስለዝደለየ

ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ፅገና :ኣቅሑት ቢሮ ናይ ህንፃ መስትያት መፀገኒ ናዉቲ ምስ ናይ ጉልበት ዋጋ ሓዊሱ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንንይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ዝርከባ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳ መድሓኒት : ኣቅሑት ናዉቲ ሕክምና :ናይ ጎማን ባትሪን :ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ መለዋወጢ ኣቅሑት :ናይ ስፖርት ዕጥቂ ናይ ኮምፐተርን ኮምፒትር ተዛመድቲ ኣቅሑት ፅገና ዝኣመሰሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዕድጊታት ፅገናን ብግልፂ ምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከፀግንን ይደሊ

ዞባ ሰሜን ምዕራብ ሽረ ቤት ህንፀት ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ትካልና ዝርካባ ከይዲ ስራሕቲ ንስራሕ መፈፀሚ ግልጋሎት ዝዉዕሉን ናዉቲ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ሃለቅቲ ናይ ህንፃ ናዉቲን ኣቅሑትን : ሓለቅቲ ናይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን : ፅገና ሃለቅቲ : ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረታት : ሃለቅቲ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ከምእዉን ብናይ መደበኛ በጀት ዉሁሉን እቶትን ንምዕድጋ ይደሊ