ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ሃገራይ ፀገም ፅሩይ ዝስተ ማይ ከተማ ዓዲ ሃገራይ ክፈትሕ ስለዝደሊ ልዕሊ 12m3 ማይ ናይ ምሓዝ ዓቅሚ ዘለዎ ቦጥ መኪና ክካረ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ኣገልገሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ማይ ፀብሪ ኣብታ ከተማ ንዘሎ ሕፅረት ዝስተ ማይ ንምቅላል ናይ ቦጥ መኪና ማይ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ኣገልግሎት ዝህቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዋ/ቤ/ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንግልገል ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ክንረክብ ንደሊ፡፡

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክረክብ ይደሊ፡፡

ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክካረ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቤ/ምክሪ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንግልገል ንደሊ፡፡

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስ 45 ሰብን ዕሊኡን ዝሕዛ 1ይ ደረጃ ማአከላይ ኣወቶብስ መኪና ካብ ማእከል ሓወልቲ ሰማአታት ትግራይ ኣብ ሃገረ ሰላም ናብ ዓዲ ገዛእትን መልፋን በፂሕካ መልሲ ግልጋሎት ዝህባ ኣውቶብሳት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንካረ ንደሊ፡፡

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ንደሊ፡፡

ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ን2011ዓ/ም ንፕሮጀክት ስራሕቲ መንገዲ ከተማ መቐለ ኣግልግሎት ዝዉዕሉ 1- ሚኒባስ በዝሒ 3 ሞዴላ ወይ ዝተሰርሐሉ ዓ.ም.ፈ ካብ 2000 ክሳብ 2500፣2 -ላንድ ክሮዘር በዝሒ 2 ሞዴላ ወይ ዝተሰርሐሉ ዓ.ም.ፈ ካብ መካይን 1990 ክሳብ 2000፣ 3- ላንድ ክሮዘር በዝሒ 2 ሞዴላ ወይ ዝተሰርሐሉ ዓ.ም.ፈ ካብ 2001 ልዕሊኡን ፣4 -ፒክ ኣፕ በዓል 2 ጋቢና ብዝሒ 2 ሞዴላ ወይ ዝተሰርሐሉ ዓ.ም.ፈ ካብ 2006 ክሳብ 2009 ፣ 5- ፒክ ኣፕ በዓል 2 ጋቢና ብዝሒ 4 ሞዴላ ወይ ዝተሰርሐሉ ዓ.ም.ፈ ካብ 2010 ክሳብ 2014፣6 -ፒክ ኣፕ በዓል 2 ጋቢና ብዝሒ 1 ሞዴላ ወይ ዝተሰርሐሉ ዓ.ም.ፈ ካብ 2015 ልዕሊኡን፣ 7 ኣውቶብስ ብዝሒ 2 ሞዴላ ወይ ዝተሰርሐሉ ዓ.ም.ፈ ካብ 2005 ልዕሊኡን እዘን ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሳ መካይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ።