ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ቤት ፅሕፈት ቁልፊ ፅገና ስራሕቲ አጫሪቱ ግልጋሎት ክረክብ ስለዝደለየ

ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ፅገና :ኣቅሑት ቢሮ ናይ ህንፃ መስትያት መፀገኒ ናዉቲ ምስ ናይ ጉልበት ዋጋ ሓዊሱ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንንይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ UNFPA Project ናይ መሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግስጋስትዝውዕሉ ናይ ፅገና ፈርንቸር ግልጋሎት ብረታብረትን

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ UNFPA Project ናይ መሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግስጋስትዝውዕሉ ናይ ፅገና ፈርንቸር ግልጋሎት ብረታብረትን

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ ኣብ UNPA Project ናይ መሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅገና ፈርንቸር ግልጋሎትት ብረታብረትን ግልጋሎትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ገስጋሎት ክረክብ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ ኣብ UNPA Project ናይ መሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅገና ፈርንቸር ግልጋሎትት ብረታብረትን ግልጋሎትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ገስጋሎት ክረክብ ይደሊ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ፊርንቸር ፅገና ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ::

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ ኤሌትሪኒክስን ፈርኒቸራትን ዝሰርሕሉ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ፈርንቸር አቁሑት ዓመታዊ ንብረት ፅገና እዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ፅገናታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክአስር ይደሊ ።

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም መሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሰፍኑ በርን መስኮትን ንምስራሕ ዝምልከቶም ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡