... ራክሽን (Office roof terrace construction) ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ 32 ካሬ ናይ Office Aluminium glass partition work ምስ ናይ ጉልበት ስራሕ ከስርሕ ይደሊ::

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ሽቃቅ ሽቃቀ ዝዉዕል ስራሕቲ ኣሉሚኒየም ማተሪያል ምስ ምግጣም ሞያ ሓዊሱ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ድረወራትን ማዕፃን ቁልፊ ፅገና ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክፅግን ክዝአ ይደሊ::

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ዕድጊት ፣ንብረት መፍለይ ኮድ ናብ ትካልና ብምቅራብ ግልጋሎት ፅሑፍ ክህብ ዝክእልን ናይ ቢሮ ቁልፊ ሲሊንደር ዘይቅረዕ ናይ አለሚንየም ዕድጊት በቲ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ሕጋውያን ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደልይ።

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ማ/ኣ ናይ ሕክምና መድሓኒታት ትሕት ኢሉ ብዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ካብ ዝምልከቶም ሕጋዊ መቕረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኸዕድግ ይደሊ "

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ኣለሙንየም መሳልል ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ በዚመሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

መቐለ ሆስፒታል ናይ ተሓከምቲ ኮች ንምዕጋን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ሽቃቅ ሽቃቀ ዝዉዕል ስራሕቲ ኣሉሚኒየም ማተሪያል ምስ ምግጣም ሞያ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ጥዕና ክ ትግራይ ንብሮና ሽንቲ ቤት ሕድሳት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣለኒዮም ስራሕቲ ምስ ማዕዖን መስኮትን ምግጣም ንምግዛእ ብፕረፎርማ ክትወዳደሩ ይዕድም