ቢሮ ጉ/መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባጃጅ ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ፡፡

ማሕበር ልምዓት ትግራይ 2ተ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ ዝርከባ ሚኒባስ ብምክራይ ኣብ ምሳሕ ሰዓት ጥራሕ ግልጋሎት ሰርቪስ ንሰራሕተኛታት ንምሃብ ናይ ሓደ ዓመት ውዕሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፡፡

ን4ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ባህር ዛፍ ምስ መፅዓኒ መራገፊ መጓዓዓዚን ሓዊሱ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኢንዳስትሪያል ማተሪያል ሓሸዋ እምኒ ፀፀር ምስ መፅዓኒ መራገፊ መጓዓዓዚን ሓዊሱ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ደ/ከ/ስዕ/ፋይ/ምም/ንብረትን ንቤት ማዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ገፀር መንገዲ ስራሕቲ ንምስራሕ ከም ሎደር፣ ግሪደር፣ ሮለር፣ ሻወር ትራክን ሲኖ ትራክን ዝመሳሰሉ ማሽነሪታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ።

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ንምሃብ መኪና ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፤

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ልምዓት መስኖ በጀት ኮድ AGp 3ተ ኣውቶብስ ድሕንነተን ዝተሓለወ ሕድሕደን 29 ሰብ ዝሕዛ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክርከብ ይደሊ፤

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ፅቡቅ ዝርከባ ሚኒባስ ብምክራይ ምሳሕ ሰዓት ጥራሕ ግልጋሎት ሰርቪስ ንሰራሕተኛታት ዝህባ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንካረ ይደሊ፤