ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ቐፅሪ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ካፍተርያ (ኣብ ልዕሊ 750 ካሬ ዝዓረፈ መናፈሻን ዝተሰርሐ ክፍሊን ዘለዎ)፡ መብራህቲ፣ ማይን ወናብርን ብነፃ ብምቕራብ፣ ምግብን ካልኦት ቀረብ ግልጋሎትን ተመጣጠኒ ብዝኾነ ዋጋን ብፅሬትን ከቕርቡ ዝኸእሉ ትካላት ብጨረታ ብምዕዳም ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክዕድግ ይደሊ፡፡

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ዘይቲ ብልዒን ሽኮርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዓቤቲ ፐርሰናል ኣይተም ን ናይ መግብን ብጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::

ኤስ ኦ ኤስ ህጻናት መንደር ፕሮግራም መቐለ አብ 2017 በጀት ዓመት ናይ ምግቢ ዓይነታት ንዝተፈላለዩ ናይ ትካልና ሰራሕቲ ዘገልግሉ ብብርኪ ክልል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንግሪነሪ ስልጠና ዝውዕሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብ ቢሮ ስላምን ፀጥታን ትግራይ ግንባር ደቡብ ኣርሚ 26 ዘፈር ፋይናንሰ ናይ ምምራትን ምቕራብን ባኒ ብስርዓት ዕደጋ ብማሸን ሰንኪቱ ዘቕርብ ብግልፂ ጨረታ ከወዳደር ይደሊ።

ኣብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ UNFPA Project ናይ 2 ሰሙን ኣስቤዛ ንመሓብሓቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግለጋሎት ዝውዕሉ ኣስቤዛ ን6' ወርሒ ውዕል ኣሲሩ ከቕርብ ምስ ዝኽእል መቕረባይ ከወዳድር ይደሊ::

ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ዕጉማት መራሕቲ ስድራ ናይ ምግቢ እታወትን ካልኦትን

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥትን ቢሮ ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ንፊኖ ዝከዉን ፅሬቱ ዝሐለወ ደረቅ ስርናይ :ዘይቲ ብልዒ :ሽኮር :ዓተር : ክክዕ ብቢሮ ዝቀረበ መርኣያ ማለት እዉን ሳምፕል መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2” ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ንተምሃሮ ቀለብ ዝኸዉን ጥራምረ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::