ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዝኾነ ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቋሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዳባ ጉና ኣብ 2011 በጀት ዓመት ብመንግስቲ ዝተመደበ ስርዑ በጀት ንዝትፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ ኣቅሑት ብረታ ብረት ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ፅሬት ኣቅሑት : ሳኒተሪ እንስታሌሽን : ክራይ አገልግሎት ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክካረይን ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ፅሕፈት መሳርሒ : ኣዉቶ ሞቲቭ : ኮምፒተርን ተዛመድትን : ኤሌክትሮኒክስ : ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃን ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሴ ልምዓት ኣናእሽተይ ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ን2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል 1ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ናይ ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሰርሒ: ሕትመት:ፅሬት ኣቅሑት : ተሽከርከርቲ ግዝኢትን ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠናን ነጋ ገ/ዝጋብሔር ዕዳጋ ዓርቢ ንምምሃርን ምስትምሃርን ግልገሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ መሰረት ድማ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተማ ኣብያት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ምድብ 1 መሳርሒ ፅሕፈት ምድብ 2 ኣቁሑት ፅሬት ምድብ 3 ሕትመት ምድብ 4 መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ካብ ናይ ስሩዕ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደለየ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ መዐቀነታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንኣብያተ ቤት ፅሕፈቱ ወረዳ ዓደዋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብስክሌት : ሕትመት: ጎማ መኪና : ስሚንቶን መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ቀለልትን ሃለቅትን ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት መለዋወጢ ባትሪን ጎማን መኪናን ሞተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011 ዓም ኣገለግሎት ፅገና መኪና : ፅሕፈት መሳርሒን : ኣናእሽተይ መሳርሒታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ