ቤት ፍርዲ ወረዳ መረብ ለኸ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ኣቑሑት ፅሬት፣ኣቑሑት ሕትመት፣ሳይክልን ኣናእሸተይን ናይ ቢሮ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ን 2011 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክትሪክ ሲቲ (ኤሌክትሮኒክስ)፣ ጋርመንትን : ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒዩተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ፣ ኣውቶሞቲቭን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ማእኸል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ንኣገልግሎት ቤት ዕዮ ዝውዕሉ መሳርሒ ህንፃ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ንመሰልጠኒ ተሃነፅቲ ዝኸውን ኣቑሑት ጣውላን ሓፂን መፂንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት መሳርሒ : ህነፃ መሳርሒ : ን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቐሑት: ናይ ኮምፒዩተር ኣክሰሰርን ኣቑሑት፣ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት፣ፀፀር 00፣ናይ ኮምፒዩተር ተዛመድትን ፅገና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ስለዚኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ሮቆሒ አማልአኩም ክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠና መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ Building Electrical installation ፣መሳርሒ ህንፃ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣መሳርሒ ዕንፀይቲ፣ መሳርሒ ሓፂን መፂንን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ኣገልግሎት ዝኸውን መሳርሒ ፅሕፈት፣ናይ ህንፃ ፅሬትን ኣቑሑት፣ኣቕሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቑሑት ሕትመት፣ ጋራዥ ተሽከርከርቲ ፅገና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ ናይ 2011 በጀት ዓመት ንናይ ወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቑሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ንኣቑሑት መለዋወጢ መኪናጋራዠ፣ ጋራዥ ሄድ ዋጋ መካይን፣ንኣቑሑት ፅሬት ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ንሕትመት፣ ንዕጥቅታት ስፖርት፣ደንቢ ክዳን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ መቅረብቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ማአኸል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ብዝተበጀተሉ መሰረት ነቲ ማእኸል ኣገልግሎት ዝውዕል መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቑሑት ፅሬትን ካልኦት ሃለቅትን ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ውቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ዝውዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት፣መድሓኒት እንስሳ፣ናውቲ ሕክምና እንስሳት፣ኤሌክትሮኒክስ፣ናውቲ ፅሬት፣ህንፃ መሳርሒ፣ኣቑሑት ማይ፣ኣቑሑት ገዛ፣መለዋወጢ ኣቑሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።