ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ፅሬት አቁሑትን ሕትመትን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት: አናእሽተይ አቁሑት: አቁሑት ኤለክትሮኒክስነ: ሕትመትን ብጨረታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካብዚ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ወረድኡ ዘገልግል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑትን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኮለጅ ትምህርትቲ መምህራን አመራርሓን ትምህርቲን ዓድዋ ን2011 ዓም ዘመነ ትምህረቲ ዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይ ቧንቧ: መስመር ኤሌክትሪክን :መለዋወጢ ኣቀሑት መኪናን ኣይሲትን : ዕጥቅታት ስፖርት : ኣቅሑት ኬሚካላትን ቤተ ፈተነ ሳይንስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን2010 ዓም ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ሕትመት : መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት :መሳርሒ ህንፃ :ደንቢ ክዳን :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ አገልግሎት ዝሃቡ ዝዉገዱ ንብረት ንምሻጥ ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

ቤት ፅፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወርዒ ለከ ንአገልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ኣቅሑት ፅሕፈት : መሳርሒ ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ቢሮ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ከምእዉን መለዋወጢ ኣቅሑትን ጎማን ተሽከርከርቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድይ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ጋራዥን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ ሎት 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣብ ሎት 2 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::