ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ መኪናን ጎማን : ኣቐሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ

ቤት ፅሕፈ ት ዞባ ደቡብ ፖሊስና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሰርሒ ን2011 ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፤ ስለዚ እዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንኽትጫረቱ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ንዝተፈላለየ አብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀማሎም ዝተፈላለዩ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሽረ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ኤሌክትሪስቲ ፣ህንፃ መሳርሒ፣ሳኒተር፣ መኪና ሰፔር፣ ሞተር ሳይክል፣ ሳይክል፣ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ዶቡብ ንኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ሕትመት፣ ኣቑሑት ፅሬትን ዝተፈላለዩ ንብረትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሞያን ዓድዋን ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ን ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናውቲ መሳርሒ ህንፃ፣ናይ ኤሌክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ኣቑሑት አውቶሞቲቭ፣ መሰርሒ ፅሕፈት፣አቑሑት ፅሬት፣ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስን፣ ኮስትራክሽን ተንከፍ ዓመታዊ ናይ መኪና ጋራዥ ፅገናን ናይ ስራሕ ዋጋን ከምኡ እውን መቀያየሪ ኣቑሑት መኪናን ዝተፈላለየ ቅርፂ ዘለዎ ኮብልስቶን ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ፖሊ ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ ንዘመነ ትምህርቲ 2011 ዓ/ም ኣገልግሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ናይ ኣይ ሲቲ ኣቅሑ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒታት፣ ናይ ኣውቶሞቲቭ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክሰርሕን ይደሊ።መደብ 1 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት፣መደብ 2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣መደብ 3 ናይ ምርምር መሳለጢ ዝኸውን ግሪን ሃውስ ኮንስትራክሽን ኣብ ዞባ ደቡብ ኣላማጣን ኸባቢኣን ክሰርሕ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሓውዜን ግልጋሎት ፅሕፈት መሳርሒ፣ኤሌክትሮኒክስ ፣ማይ መስመር ፣ተሽከርከርቲ፣ፈርኒቸር፣ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፤ ስለዚ እዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንኽትጫረቱ ንዕድም

ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ዝተፈላለየ ዓይነት ጎማን ባትርን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።