ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ጎዳና መብራህት ዶኮሬሽን ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ከተማ መቐለ ከተማ ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ንምሓዝ ብዝወፀ ሊዝ ደንቢ ቑፅሪ 76/2005 ከምእውን መምርሒ ቑፅሪ 5/2006 መሰረት ንንግዲ፣ ንህቴል፣ ንመንበሪ፣ንከተማ ሕርሻግልጋሎት ዝውዕል 200 ቦታታት ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ፣ ሓወልቲ፣ ዓይደር፣ ሓድነትን፣ ኲሓን፣ሰሜንንኣዳልዩ ብሊዝ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከመሓላልፍ ይደሊ፡፡

ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ ነቲ ማእኸል ንስራሕ ግልጋሎት ዝዉዐሉ

ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ አብቲ ማእኸል ናይ ግሪነሪ ሳዕሪ ምቕያር ስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ :: ተጫረቲ

ኣግኣዚ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ዉቕሮ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን ነጋዶ በዚ ዝስዕብ ምልክታ እዚ ይዕድም::

ማይ ጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ሓደሽቲን ዘገልገሉን ንብረት / ኣቁሑት / ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ሰለዚ ኣብዚ ክተወዳደሩ ትደልዩ ዝስዕብ ረቆሒ ክተማልኡ ይግባእ::

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ኮምፒተር ,ፋክስ :ፕሪንተር : ፎቶ ኮፒ : ላፕቶፕ ንምፅጋንን ናይ ፒርንተር ቀለም ምምላእ ጨረታ ዝሰዓረ ንሐደ ዓመት ዝአክል ክተወዳደሩ ትደሊዩ::

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::

መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት 2007 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ፖሊስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቁሑት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ ፅሬት ኣቁሑት ሕትመትን ተመሳሳልነት ዝኾኑ ኣልባሳትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::