... ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወጸሉ ዕለት 18/08/2016 ክሳብ 27/08/2016 ኣብ ዘለዎ 10 መዓልትታት እትሰርሕሉ ዋጋ ናብ ቤት ጽሕፈት ልፍንቲ ቢዝነስ ኢኖቬሽን ክተቕርቡ ንዕድም።

መቐለ ሆስፒታል ናይ ተሓከምቲ ኮች ንምዕጋን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ካላውዶ ንምክያድ ብፕሮፎርማ ኣወዳ ከካይድ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ቤት መዛጋጃ ከተማ ሓዉዜን ንግልጋሎት ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ቁልፊ ስራሕቲ፣ ህንፃ መሳርሒ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግዲን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት ዘማልኡ ኣምፀእቲ ዝተመደበልና ብልዒ ካብ ደገ/ወፃኢ ኣምፂኡ ንዘከፋፍል ምልመላ ከካይድ ስለዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዜብራ ቀለም ትራንስፖርት ግልጋሎት ምሃብ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንሰራሕተኛታቱ ናይ ዓይኒ ሕክምና ግልጋሎት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማለኡ ተካላት ክትዋዳደሩ ንዕድም።

ንዋና ቤት ፅሕፈት ግቢ ብ5 ሓሙሽተ ዋርድያ ብጨረታ አወዳዲራ ክተሐሉ ትደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ

ን2008 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀት ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ሆቴል ማናጅመንት ኣቑሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኣብ ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::