ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ፖሊስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቁሑት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ ፅሬት ኣቁሑት ሕትመትን ተመሳሳልነት ዝኾኑ ኣልባሳትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ደቡብ

ምልከታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ፖሊስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቁሑት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ ፅሬት ኣቁሑት ሕትመትን ተመሳሳልነት ዝኾኑ ኣልባሳትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:

ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኾንኵም ንክተወዳደሩ ንዕድም::

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ንጥብታት

  1. በቲ ዘርፊ ንግዲ ናይ 2007 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ነበርን ከቅርብ ዝኽእል ::

  2. ሓዱሽ ናይ 2007 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካርዲ ዘለዎ::

  3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾኑን ከምኡዉን ንዝማልኡ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ከሳትፍ ዝክእል::

  4. ካብ ጥቅምቲ ወርሒ ኣትሒዙ ቫት ዲክላር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::

  5. መክበሪ ጨረታ ንኤሌክትሮነክስ ኣቁሑት 1000 (ሓደ ሽሕ ) ብር ንፅሬት ኣቁሑት 1000 (ሓደ ሽሕ ) ብር ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

  6. ንሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ ብር 30.00 (ሰላሳ ብር )ብምኽፋል ካብ ዕለት 08 / 04 / 2007 ዓ/ም ጀሚሩ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት አብ ዞባ ደቡብ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ማይጨዉ 4 ፎቅ ቢሮ ቁፅሪ 8 እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከአል::

  7. እቲ ጨረታ ሳንዱቅ 28/ 04 /2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 430 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽብሉ አብ ከ/ማይጨዉ ዞባ ፖሊስ 4 ፎቅ ቢሮ ቑፅሪ 8 ይኽፈት::

  8. ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

  9. እቲ ቤት ፅሕፈትና 20 % ናይ ምዉሳክ ምቕናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

  10. ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ መዓልቲ ይኸዉን::

  11. ትራንስፖርት ብዓሉ ናብ ከ /ማይጨዉ ዞባ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ከቕርብ ዝኽእል :

  12. ንተወሳኺ ሓበሬታ:

ብስልኪ ቁፅሪ 0347770505

ብሞባይል ቁፅሪ 0914785535

0914785675

0914769023 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል ::

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo