... ንኡስ ዓንቀፅ 2 ብመምርሒ ሊዝ ቁፅሪ 5/2007 ብዝተወሃበ ስልጣን መሰረተ ንመንበሪ 19 ፕልት : ንድርጅት 11 : ብፉሉይ ጨረታ መደሊ ነዳጅ በ01 ብድምር 31 ፕሎት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ አወዳዲሩ ንምትሕልላፍ ስለ ዝደለየ

ምልክታ ሊዝ ጨረታ ቁፅሪ 2 /2016 ዙር ጨረታ 02 ዓይነት ጨረታ መደበኛ ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማ ትሕዝቶ መሬትን ካዳሰተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ 105 ፕሎት መንበሪ : 2 ፕላን ንኬጂ : 46 ፕሎት ንትካል ብድምር 153 ፕሎታት ናብ ተጠቅመቲ ብሊዝ ጨረታ ንምትሕልላፍ ይደሊ

ምልክታ ጨረታ ናይ ጨረታ ዙር ቀዳማይ ግዜ 2016 ዓም ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ናይ ጨረታ ዓይነተ ስሩዕ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ኣጠቃቅማ ከተማ መሬት ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ዝተፈላለዩ ቦታት ንተጫረቲ ከማሓላልፍ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ መበል 49 ዙር መደበኛ ጨረታ ከም ዘዉፀአ ዝፈለጥ ኮይኑ ንመንበሪ 107 ንትካል 18 ብድምር 125 ቦታ ብመደበኛ ጨረታ ሊዝ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ካብ ዕለት 5/7/2016 ዓም ከሳብ 12 /7 / 2016 ዓም ንተጫረቲ ብጨረታ ክህብ ይደሊ

ምልክታ ጨረታ ሊዝ ቀዳማይ ሳልሳይ ዙር ጨረታ : ሊዝ ካልኣይ ዓይነት ጨረታ ስሩዕ : ሳልሳይ ኣብ ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ቤት ፅሕፈት ምሕዳራን ኣጠቃቅማን መሬትን ካዳስተርን ከተማ እንትጮ ከምቲ ዝተለመደ ቦታ ሊዝ ብዛዕባ ምሓዝ ብዝድንግግ ኣዋጅ 461/ 2004 ዓንቀፅ 8 ንኡስ ዓንቀፅ 1 ካብ ሀ እስካ ሰ ብዝተዘርዘረ መሰረት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ወይድማ መንበሪ: ትካል :እንዳመጥሓን : መክዘን ዝተዳለወ ጠቅላላ 15 ቦታት ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከተሓላልፍ ይደሊ

ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ምሕዳርን አጠቃቅማ ከተማ መሬት ካዳስተርን ከተማ እንትጮ ቦታ ብሊዝ ብዛዕባ ምሓዝ ብዝተደንገገ ኣዋጅ 721/2004 ዓንቀፅ 8 ንኡስ ዓነቀፅ 1 ብፊደል ተራ ካብ ሀ እስካብ ሰ ብዝተዘርዘሩ መሰረት ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ማለትን መንበሪ ንትካል ዝተዳለወ ጠቅላላ 28 ቦታታት ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከማሓላልፍ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራ ትሕዝቶ መሬት ከተማ ከዳስተርን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬትን ከተማ ናይ ከተማና ቦታ ብሊዝ ስለምሓዝ ብዝድንግግ ኣዋጅ 721/ 2004 ዓንቀፅ 8 ንመንበሪ ንንግዲ ወዘተ ዝተዳለወ ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከመሓላልፍ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳሰተር ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬት ከተማ ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመት እዚ 4 ግዜ ከጫረት ካብ ዝሓዞ ንካልኣይን ሳልሳይን ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ

ለም ትራንስፖርትን ንግድን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ መቐለ ቀበሌ 17 ፊት ንፊት ባሎኒ ሆቴል ወይ ጥቓ ፖሊ ኢንስቲትዩት ኮሌጅ ዝርከብ G+1 ህንፃ ስፍሓት ቦትኡ 3000 ( ሰለስተ ሺሕ) ሜትር ካሬ ኾይኑ እቲ ህንፃ ኣብ 284.76 ሜትር ካሬ ዝዓረፈ በዝሒ ክፍልታት ጠቕላላ 19 ዝሓዘ ህንፃ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምሻጥ ይደሊ፣

ቤት መዘጋጃ ዓዲሃገራይ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬትን 62 ፕሎት ንመንበሪ 22 ፕልት ንድርጅት ብድምር 84 ፕሎት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ አወዳዲሩ ንምትሕልላፍ ስለ ዝደለየ