ማይ ጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ሓደሽቲን ዘገልገሉን ንብረት / ኣቁሑት / ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ሰለዚ ኣብዚ ክተወዳደሩ ትደልዩ ዝስዕብ ረቆሒ ክተማልኡ ይግባእ::

ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ

ምልከታ  ግልፂ  ጨረታ ሓራጅ   ቑፅሪ  01/ 2007
ማይ ጨዉ  ሕርሻ  ኮሌጅ   ዝተፈላለዩ  ሓደሽቲን  ዘገልገሉን  ንብረት  ኣቁሑት  ብግለፂ   ጨረታ  ኣወዳዲሩ  ክሸይጥ  ይደሊ :: ሰለዚ  ኣብዚ  ክተወዳደሩ  ትደልዩ  ዝስዕብ  ረቆሒ   ክተማልኡ  ይግባእ::
1 ጨረታ  ሰዓረቲ  እንተኸይነኩም   ዝሰዓርኩምዎ  ንብረት  አብ ዉሽጢ  10 ተ ናይ  ሰራሕ መዓልቲ  ብናይ  ባዕልኹም  መጎዓዝያ  ካብ ማጨዉ ሕርሻ  ኮሌጅ  መፂኢኩም ክትወዳደሩ  እትኽእሉ::
2  ኣብቲ  ጨረታ  ዝሰዓርኹምዎ  ንብረት  ሓደ ዓይነት  ዋጋ  ዘቅረብኩም  በዝሒ  ዘለዎ ንብረት  ንቶም  ሐደ  ዓይነት  ዋጋ  ዘቅረብኩም  ማዕረ  እትኸፊሉ ምኻኑ በዝሒ  ዘየብሉ ንብረት  ተወዳደረቲ   ብዕጫ  እትፍለዩ  ምኮኑ::
3   መወዳደሪ  ደኩሜንት  ስርዝ  ድልዝ  ዘይብሉ  ሽምን  አድራሻን  ዘለዎ ናይቲ  ትካልኩም  ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ::
4  ተጫረቲ  ዘይምለስ  10. 000  /ዓሰርተ  ብር /  እናኸፈልኩም ካብ  ማይጨዉ  ሕርሻ  ኮሌጅ  ከይዲ  ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት  ምምር  ኣብ   ቁፅሪ  ቢሮ   01 ሀ-B – 25  ካብ  13/  04 / 2007 ዓ/ም   ክሳብ  27  /04 / 2007 ዓ/ም  ሰዓት  11 :30  እናመፃእኵ ም ክተወስዱ  ትኽእሉ::
5  ተጫረቲ  ናይ  እቲ ዝሰዓሮ  ንብረት  ጨረታ  ዉሕስና  መኽበሪ  ብር  3, 000. 00 / ሰለስተ ሽሕ  ብር  / ብCPO   ብባንክ  ዝተረጋገፀ  ቼክ  ወይ  ጥረ  ገንዝብ  ከትሕዙ  እትክእሉ  እቲ ትሕጃ  ንብረት  ኸፊሉ ምስ  ተረከበ  እሹኡ  ንሹኡ  ይወስድ::
6  እቲ ጨረታ  ዕለት  28/ 04  /2007  ዓ/ም  ልክዕ  ሰዓት  3:15  ተአሽጉ  አብቲ  ዕለት  ሰዓት  3:30  አብ ማጨዉ   ሕርሻ  ኮሌጅ   ደጋፊ  ከይዲ ስራሕ  ዕዳጋን ፋይናንስን   ንብረት  ምምሕዳርን  ተጫረቲ  ወይ  ሕጋዊ  ወከልቶም  አብ  ዘለዉሉ  ይኽፈት::
7  ኮሌጅና   ነቲ  ጨረታ  ዝሐሸ  መማረፂ  እንተረኺቡ  ብሙሉእ  ኮነ  ብክፋል  ናይ  ምስራዝ  መሰሉ  ዝተሐለወ  እዩ::
 ንዝበለፀ  ሓበሬታ  ብቴሌፎን ቑፅሪ  0347770388   ደዊልካ  ክትረኽቡ  ምኮንኩም

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo