ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ አብቲ ማእኸል ናይ ግሪነሪ ሳዕሪ ምቕያር ስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ :: ተጫረቲ

ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ አብቲ ማእኸል ናይ ግሪነሪ ሳዕሪ ምቕያር ስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ተጫረቲ::

1  ናይ  2007 ዓ/ም   ንግዲ  ፈቃድ  ዘሐደሱ  ቫት   ሬጅስተርድ  ዝኮኑ:  ናይ  ወርሒ  መስረም  ዲክለር   ዝገበርሉ   መረዳእታ  ዘቕርቡ  :  ኣብ  መቕረባይነት   ዝተመዝገቡ   መረዳእታ   ዘቅርቡ   ናይ  ግብሪ  መኽፈሊ  ቁፅሪ /TIN/   ዘለዎም  ወይ  ድማ   ምምዝገቦም  መረዳእታ  ከቕርቡ  ዝኽእሉ  ::
2  ተጫረቲ  መከበሪ  ጨረታ  ብር   5000  /ሐሙሽተ  ሽሕ ብር  ብባንኪ  ዝተረጋገፀ  ብ  CPO  ከትሕዙ  ዝክእሉ::
3  ተጫረቲ  ሰነድ  ጨረታ  ዘይምለስ  ብረ  50 .00 /ሓምሳ   ብር  /ብምኽፋል  ካብ  ማእኸል  ሓወልቲ  ሰማአታት  ትግራይ ቢሮ  ቁፅሪ  51 ምዉሳድ  ይኽእሉ::
4 ተጫረቲ    ዝወሰድዎ  ሰነድ  ብጥንቃቐ  ብዝተአሸገ  ፖሰታ  ብምግባር  ናይ  ትካሎም ማህተም  ብምገባር  ከቅርቡ  አለዎም
5  እዚ  ጨረታ  ካብ  ዕለት   13/ 4 /2007 ክሳብ   29  /4 / 2007 ዓ/ም  ኣብ  አየር  ይፀንሕ::
6   እቲ  ጨረታ  ዕለት  30  /4  /2007  ሰዓት   3:30  ተዓፅዩ   ሰዓት  4:00  ተጫረቲ  ወይ  ሕጋዊ   ወከልቶም  ኣብ  ዝተረክብሉ ዘይተረኸብሉን  ቢሮ  ቁፅሪ   51  ይኽፈት::
7   እቲ  ማእኸል  ዝሐሸ  መማረፂ  እንተረኪቡ  እቲ ጨረታ   ብኽፋል  ይኹን ብሙሉእ   ናይ  ምስራዝ  መሰሉ ዝተሐለወ  እዩ::
8  እቲ  ናይ  ሰዓሪ  ምቕያር   ስራሕቲ  በቲ  ዝድለ  መሰረት ብፅሬት  ሰሪሑ  ከረክብ  ዝኽእል ::
9  ተጫረቲ  ናይ  ኮንስስትራክሽን  ኣቑሑት  ባዕሎም  ከቕርቡ  አለዎም::
10  ናይ  ባዕሎም ስራሕ  አካያድን  ኪኢላ  ግሪነሪ  ቆፂሮም  ከስርሑ  ዝኽእሉ::
11  እቲ   ስራሕ  አብ  ሐደ  ሎት  ዝጥቕለል  ኮይኑ  ንኹሎም  ዝርዝራት  ዝሰዓረ  ጠቅሊሉ ከስርሕ  ይኽእል  እዩ::

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo