ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ኮምፒተር ,ፋክስ :ፕሪንተር : ፎቶ ኮፒ : ላፕቶፕ ንምፅጋንን ናይ ፒርንተር ቀለም ምምላእ ጨረታ ዝሰዓረ ንሐደ ዓመት ዝአክል ክተወዳደሩ ትደሊዩ::

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ናይ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ኮምፒተር ,ፋክስ, ፕሪንተር , ፎቶ ኮፒ , ላፕቶፕ ንምፅጋንን ናይ ፒርንተር ቀለም ምምላእ ጨረታ ዝሰዓረ ንሐደ ዓመት ዝአክል ክተወዳደሩ ትደሊዩ::

ተ ቁ

ዓይነት ንብረት

መዐቀኒ

በዝሒ

መብርሂ

1

ኮምፒተር

ቁፅሪ

13

 

2

ፕሪንተር

ቁፅሪ

07

 

3

ፋክስ

ቁፅሪ

01

 

4

ፎቶ ኮፒ

ቁፅሪ

03

 

5

ላፕ ቶፕ

ቁፅሪ

09

 


 

ተጫረቲ ከማልኡዎ ዝገባእ ረቆሓታት

  1. ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎምን ናይ 2007 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን::

  2. ጨረታ ሰነድ ዝአተዋሉ (ዝእከበሉ) ካብ ዕለት 9/ 04 /2007 ዓ/ም ይኸዉን:

  3. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 20 /04/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ይኸዉን ::

ኮይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 20 /04/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ቀበሌ 15 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝኽፈት ይኽዉን::

  1. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ የኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ::


 


 


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo