ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ናይ ልምዓት ሕርሻን ሓለዋ ስነ ከባቢን መዓድንን ኢነርጅን ቤት ፅሕፈት መቀለ ን 5ተኤን ክፍለ ከተማታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መዳበርያ ዱኩዒ ንምጉዕዓዝ ናይ ትራንስፖርት መፅዓንን መራገፍን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ የደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ኣብ በጀት 2012ዓ/ም ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓት ናይ 2012/13/ዓ/ም ንመፍራይነት ዝኮዉን መዳበርያ ናብ ዝተፈላለያ ጣብያታት ምጉዓዓዝን ፣ ከምኡ እዉን መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ከጫርት ይደሊ

ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ካፒታል በጀት ሞተር ሳይክል ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ዓይነታት ንብረት ብጨረታ / ኣታዊ መረጋገፂ ሰነድ በዝሒ 500 / ሞተር ሳይክል በዝሒ 01 ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ብምኽንያት ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ኣብ ሰራሕተዓታቱ ንዝተፈጠረ ናይ ትራንስፖርት ፀገም ንምፍታሕ ካብ ዕለት 30/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ሰራሕተኛታት ቢሮ ፍትሒ ዘመላልሳ በቲ ሐዚ ወፂኡ ዘሎ ስታንዳርድ 50 ሚኢታዊ ቀኒሰን ክፅዕና ብዝወፀ መምርሒ መሰረት ካብ 12 ክሳብ 15 ሰብ ክሕዛ ዝኽእላ 03 ቅጥቅጥ ኣዉቶብሳት ተኻርዩ ክግገል ይደሊ በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ክሳብ 26/08/2012ዓ/ም ክተቅርቡ ትክእሉ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕላ ብርክት ዝበላ ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፕሮጀክት ኦፊስ ዝኮነ ናይ ሰርቪስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ

ድርጅታችን መከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ፕሮጀክት ዓዲሓ 16-11 በመቐለ ኣርሚ ፋዉንዴሽን ኣፓርትመንት ግንባታ ላይ ለሰራተኞች ሰርቪስና ስራዎች ኣጎልግሎት የምጠቀምበት 5/ ኣምስት/ ወንበር መጫን የሚችል በጥሩ ሁኔታ ያለዉን ስፕሪንግ የሆነ ዳፕል ካፕ መኪና መከራየት ይፈልጋል

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ደረቕ ፅዕነት /ሲሚንቶ ምጉዓዓዝ ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ከገዝእ/ ከጋዓዕዝ/ ስለዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅ/ት ፀጥታን ምም/ርን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ ፀጥታ ስራሕቲ ግልጋሎት ክረክብ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም