ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተሙ ኣብያተ ፅሐፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት እሌክትሮኒስከ: ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ናይ ደገ መብራህትን : ሞተር ሳይክልን ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረከበ ሓገዝ ማለት እዉን UIDP በጀት መሰረተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ዓዲግራት

1ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈልኩምን በቲ ዘፈር ተሐደሰ ሐጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዋና ምስ ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወና ምስ ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክሉ

3 ተወሳኪ እስት ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታ እዋናዊ ሒሳብ ዘፍለጥቅምሉ መረዳእታ ዋና ምስ ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክሉ

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ከብ ዝተጋወሐሉ 3/3/2016 ዓም ጀሚርኩም ክሳብ 17/3/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ድሕሪ ቀትሪ ነብስ ወከፍ ጨረታ ዘይመለስ 200 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይንስን ከተማ ዓዲግራት ምዉሳድ ትክእሉ

5 ተጫረቲ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ንኣቅሑት ኤሌክትሮንክስ 130000 ንኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር 40000 ንሞተር ሳይክል 20000 ቅርሺ ንናይ ደገ መብራህቲ 110000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኢ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክተትሕዙ እትክእሉ

6 ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ኮይኑ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንተጫረቲ ክፍቲ ይከዉን

7 ሳንዱቅ ጨረታ 18/3/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ግና ፊርማ ባዕል ዋና ክዓርፎ ይግባእ

9 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት እትመለእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ዝሐወሰ ክከወን ይግባእ

10 ኣብቲ ዝተመለአ ዋጋ ብዛዕባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘይተገለፀ እንተኮይኑ እቲ ዝተመለአ ዋጋ ምስ ቫት ከም ዝተመልአ ይሕሰብ

11 ኣብ ነብሰ ወከፍ ገፅ እቲ ሰነድ ማሕተምን ፊርማን ናይቲ ትካል ክግበረሉ ይግባእ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914123546 0941336816

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo