ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንኮዋሽ ፕሮጀክት አገልግሎት ዝህባ ሞተርሳይክል አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

Tigray Regional State Interim Administration Bureau of water And Energy

1 ናይ 2015 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ ሰርተፊከት መቅረባይነትን መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበርን ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ወረቅት ምስክር ናይ 2015 ዓም ናይ ወርሒ ሐምለ እሴት ታክስ ዲክለረሸን ዘቅርብ

2 ዝተሐደሰ ዝርዝር መረዳእታ ማለት እዉን እስፔስፊኬሽን ካብ መደባኛ ጉጅለ ዕደጋ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 07/2/2016 ዓም ክሳብ 28/2/2016 ዓም ኣብ ዘሉ ግዚ ንነብሰወከፍ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሰድ ይከኣል

3 መከበሪ ጨረታ 100,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28 ጥቅምቲ 2016 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት

5 ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ፊረማን ማሕተምን ክዓርፎ አለዎ

6 ዝቀረበ መረዳእታ ዝሃሰሰ ወይ ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን

7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ነኒበይኑ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ አለዎም

8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ናይ ጨረታ መክፈትን መዕፀዉን በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

10 ኣብ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ቁፅሪ ቢሮ 13 ሰነድ ጨረታ ዝኣትዉ ምካኑ እናገፅና

ንተወሳኪ ሐበረታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914704663 ወይ 0914032454 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo