ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ን 2013ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ብሬከር ፣ ሞተር ሳይክልን ፣ ሞንታርቦ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳድሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ

1 በዚ ዘፈር ንግዲ ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ቲን ናምበርን ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ከፈላይነት ግብሪ ዘቅርብ  ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ዘለዎ

3 ቫት ሰርቲፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ መስከረም ወርሒ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መኸበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት 4000 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ኣቅሑት ፅሬት 1000 ቅርሺ ፣ ፓዉዛን ብሬከርን 15000 ፣ ሞተር ሳይክልን 5000 ፣ንጀነሬተር  5000፣  ሞንታርቦ 5000 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ  11/02/2013 ዓ/ም ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ምዉሳድ ይካኣል

7 እቲ ጨረታ ሳንዱቕ 25/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

9 ቤት ፅሕፈትና 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 እቲ ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ ነዳዲ ኮይኑ ነቲ ኤክስካቫተር ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ትራንስፖርት ከምፅእ ዝክእል

ተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 47 08 84/0347770204

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo