መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ኩባንያ ዝተፈላዩ ዓቐን ዘለዎም ኣቅሑት መሳርሒ ማሽናት ከምኡ እዉን ጥረ ኣቅሑት ናዉቲ መዐቀኒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ብቅዓት ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ እተዘርዙ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳሩ ይዕድም

መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፣ ወረቀት ምስክር ከፋሊ ግብሪ ዋና ምስ ዘይምለስ ቅዳሕ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ብምትሓሓዝ ሰነድ ጨረታ ካብ 13/02/2013ዓ/ም ክሳብ 04/03/2013ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይክእሉ

2 ተጫቲ መኸበሪ ጨረታ ናይቲ ክፍሊት መአዘዚ ወይ ድማ ስፒኦ ፣ኣቅሑት መሳርሒ ማሽናት100,000.00 ቅርሺ ፣ጥረ ኣቅሑት 100,000.00 ቅርሺ፣ ናዉቲ መዐቀኒ 75,000.00 ቅርሺ ከተሓሕዙ ይግባእ

3 እቲ ጨረታ 04/03/2013 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ዕለት 06/03/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ሰነድ ጨረታ እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ካብ መስፍን ቤት ፅሕፈት መቐለ ብኣካል ብምምፃእ ምዉሳድ ይክእሉ

5 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ መቐለ-0344406803

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo