... ሞተር ሳይክል ኮምፒተርን Iን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

... ድጊት ንከተማ ዓብይ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስን ፋርጎ ማሽን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንቤት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን: ሞተርሳይክልን ከምእዉን ካብ ባንኪ ዓለም ሐገዝ ማለት UIDP በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘረዘሩ መዐቀኒታት እተማልኡ ሕጋዊ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ነቲ ትካል ዘገልግሉ ንብረታት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክይትሮኒክስ : ቀወምቲ ንብረት : ተሽከርከርቲ ማለት ድማ : ሳይክላትን : ሞተራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሓውዜን ኣብ ዓመት 2016 ዓ\ም ንናይ ቤት ፅሕፍት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሓውዜን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞተር ሳይክል ብግልፂጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ክትጫረቱ ከም እትክእሉ ክንሕብር ንፈቱ።

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መኾኒ ንዝተፋላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቤትፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፥ ኤሌክትሮኒክስ፥ ሞተር ሳይክል ናይ ሞተር ሳይክል ጎማ፥ ፅሬት ኣቑሑን፥ ተኸሊታት ዝኸዉን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለና ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም፣፣

ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ንቤት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተርሳይክላት: መሳርሒ ፅሕፈትን: ፍርናሽን አወዳዲሩ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ማገጃ ክ/ከ/ሓወልቲ 1/ሓንቲ/ ሞቶር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሰለዚ በዚ ዘርፊ ዝተመዘገብኩም መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ማዛገጃ ክ/ከ/ሓወልቲ 1/ሓንቲ/ ሞቶር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሰለዚ በዚ ዘርፊ ዝተመዘገብኩም መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መብሰልን :ዓተር ክክዕ ቦበርታ አንሶላ ተዛመድቲ ኣቅሑት :ላስቲክ :ናይ መሽነሪ መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ