ኣግኣዚ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ብ/ክ/መትግራይ ከተማ ዉቕሮ ናይ መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን መቅረብቲ ኣብ ታሕቲ ብዝተዘርዘረ ረቆሒ ይዕድም

ፕሮግራም ሃገር ለኸ ቀረብ ኤለክትሪክ ክልል ትግራይ ናይ ኮንክሪት ዓምዲ ንምጉዕዓዝ ናይ መጉዓዝያ ግዝኢት ብጨረታ አወዳዲሩ ንምጉዕዓዝ ይደሊ

ፕሮግራም ሃገር ለኸ ቀረብ ኤለክትሪክ ክልል ትግራይ ደብል ፒክአፕ ተሽከርከርቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን መለዋወጢ አቁሑት መኪናን መጋዓዕዚ ንብረትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ንኣብያተ ፅሕፈት ሃፍቲ ማዓድንን ኢነርጅን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለዩ ጣብያታት ማለት እዉን ጣብያ ቐደማይ ወያነ : ደብረ ቅብኢ : ማይ ዓለም : ማይ አንበሳ : ፈለግ ማያት : መሰቦን ማህበረ ገነትን ነቲ ዝገጠመ ህፅረት ማይ ንምፍታሕ ካብቲ ዘሎ በጀት በቦቴ ማይ ከመላልስ ስለ ዝደለዩ ፍቃድ ማይ ፈሳሲ ዘለኩም ትካላት ንግዲ ኣብቲ ጨረታ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ፊልድ መካይን አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

የወልቃይት ስኳር ልማት ፕሮጀክት በ2009 እና በ2010 ዓም ምርት ዘመን በራሱ ማሳ ላይ ያመረተዉ 1407 ኩንታል የሚገመት ጥጥ ከፕሮጀክቱ ማይ ሁመር ሳይተ ወደ ዳንሻ የእርሻ መካናዜሽን ጥጥ ማዳመጫ ፋብሪካ በጨረታ አወዳድሮ ማጎጎዝ ይፈልጋል

ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣብያቲ ክልል ንፕሮጀክት ህንፀት ኣብያቲ ሚዘር ንሰርቪስ ግልጋሎት ዝዉዕላ ክልተ ሚኒባሳት መካይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ናብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ንብረት ንምጎዓዝ ይደሊ