ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሕትመት : ኪራይ መኪናን:ኣቀሑት ቢሮን ታቢላን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ

1 ናይ 2010 በጀት ዓም በቲ ዘርፊ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ :ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር : ናይ ከፋላይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምብር : ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ ለካቲት 2010 ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ፊት ንፊት ባንኪ ንግዲ ኢትዩጰያ ጨንፈር መቐለ ህንፃ ሞሞና 8 ናይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ብምምፃእ ካብ 9/8/2010 ጀሚሩ ክሳብ 25/8/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ዘይምለስ ንሕድሕድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ

3 ንሕድሕ ጨረታ መክበሪ ሕትመት ብር 3000 ቅርሺ :ፈርኒቸር  ታቤላን ተዛመድትን 3000 : ኪራይ መኪና 3000 ቅርሺ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 3000 ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ አለኩም

4 እቲ ጨረታ 25/8/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ንጉሆ ኣብ ህንፃ ሞሞና 8 ናይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342417669 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo