ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንወረዳ ለዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ቀረብ እታወታትን ዕደጋ ፍርያት ሕርሻን አገልግሎት ዝዉዕሉ ናብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዘበናዊ ድኩዒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክጎዓዓዝ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለ ን 2010 በጀት ዓመት ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ

2 ናይ ነጋዳይ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ነምበር ዘለዎ

3 ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበ

4 ናይ መፅዓንን መራገፍን ብተጫረታይ ዝሽፈን ይከዉን

6 ቅድም ክብሉ ናይ ዝተጠቀሱ መረዳእታ ዋናን ሐደ ገፅ ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእል

7 ንመከበሪ ጨረታ ንዘይ ሰዓረ ሽዑ ንሽዑ ዝምለስ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ተረጋገፂ ብዝቀረበ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

8 ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

9 ሰዓራይ ጨረታ ብዝተወዳደረሉ መሰረት ካብ ዉዕሊ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓልቲ ናብተን ዝተጠቀሳ ጣብያታት ኣጎዓዒዙ ከረክብ አለዎ

10 ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ማእከላይ ዞባ ምምሕዳር ህንፃ ኣብ ምድር ቤት ኮይኑ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእል

11 ተጫረቲ ንሐደ ዋጋ እተቅርቡልና ዋጋ መሊእኩም ብሽምኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 9 ሚያዝያ 2010 ዓም ክሳብ 30 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ንግሆ ኣብ ናይ መንግስቲ ስራሕ ሰዓት ኣብቲ ክይዲ ስራሕ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ

12 ሳንድቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 30 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ 30 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ይክፈት

13 ቤት ፅሕፈትና መማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ብተወሳኪ ካብ ጠቅላላ ጨረታ 20 ሚኢታዊ ምቅናስ ወይዉን ምዉሳክ ከምዝከኣል ክፈልጥ ይግባእ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347753263 ብምድዋል ምሕታት ይካአል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo